Source: Gettyኲናት ትግራይ ሰብኣዊ ቅልቅላውን ገበናዊ ፍጻመታቱን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት በብግዚኡ ኣብ ዝወጻሉን ዝቃልሓሉን ዘሎ ኣብ'ዚ እዋን እቲ ሓቀኛ ምስሊ ብዙሕ መልክዕ እዩ ሒዙ ዘሎ። ነዚ ብንጹር ንምርኣይ እምበኣር እዚ ካብ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ብምውካስ ዝተዳለወ ትሕዝቶ ፈተነ የካይድ
ኲናት ትግራይ ሰብኣዊ ቅልቅላውን ገበናዊ ፍጻመታቱን ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት በብግዚኡ ኣብ ዝወጻሉን ዝቃልሓሉን ዘሎ ኣብ'ዚ እዋን እቲ ሓቀኛ ምስሊ ብዙሕ መልክዕ እዩ ሒዙ ዘሎ። ነዚ ብንጹር ንምርኣይ እምበኣር እዚ ካብ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ብምውካስ ዝተዳለወ ትሕዝቶ ፈተነ የካይድ