Prince Jean-Pierre and 'Princess Olivia' of Aigues-Mortes in France Credit: suppliedብሃገርካ ሕጉስ እንተዘይኴንካ ፡ ብኸመይ ናይ ገዛእ ርእስኻ ሃገር ክትፈጥር ትኽእል? ን ኡሳን ሃገራት (Micronations) ነተን ብውልቀ-ሰባት ዝፍጠራ ናይ ይምሰል ሃገራት ዝወሃብ ስም ክኸውን ከሎ: ኣውስትራልያ ኣብ ዉሽጣ ሓያሎ ሃገራት ብምእንጋድ ካብ ዝፍለጣ ሃገር እያ ። እዚ ተርእዮ እዚ ከም ዘይመስል ተጌሩ እንተራእየ ፡ ኣብዚ ቀረባ ዓመታት ግና ኣቓልቦ ምሁራት ዝሰሓበ ናይ ምንቕቓሕ ተግባር ኰይኑ ኣሎ ።
Published
By Julien Oeuillet
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ብሃገርካ ሕጉስ እንተዘይኴንካ ፡ ብኸመይ ናይ ገዛእ ርእስኻ ሃገር ክትፈጥር ትኽእል? ን ኡሳን ሃገራት (Micronations) ነተን ብውልቀ-ሰባት ዝፍጠራ ናይ ይምሰል ሃገራት ዝወሃብ ስም ክኸውን ከሎ: ኣውስትራልያ ኣብ ዉሽጣ ሓያሎ ሃገራት ብምእንጋድ ካብ ዝፍለጣ ሃገር እያ ። እዚ ተርእዮ እዚ ከም ዘይመስል ተጌሩ እንተራእየ ፡ ኣብዚ ቀረባ ዓመታት ግና ኣቓልቦ ምሁራት ዝሰሓበ ናይ ምንቕቓሕ ተግባር ኰይኑ ኣሎ ።