Parliament House blanketed by the fog Source: AAPዓቢይ ተጻዋታይ ቴኒስ ኖቫክ ጆኮቪች ኣብ ሰርቢያ ኣብ ዝዓለበሉ፣ ኣብ ብዙሓት ፖለቲካዊ ግንባራት ሳዕቤን ናይ’ቲ ገልጠምጠም ኢሚግረሽን ንመንግስቲ ቀ/ሚ ስኮት ሞሪሰን ጸገማት ምፍጣሩ ይቕጽል ኣሎ።
ዓቢይ ተጻዋታይ ቴኒስ ኖቫክ ጆኮቪች ኣብ ሰርቢያ ኣብ ዝዓለበሉ፣ ኣብ ብዙሓት ፖለቲካዊ ግንባራት ሳዕቤን ናይ’ቲ ገልጠምጠም ኢሚግረሽን ንመንግስቲ ቀ/ሚ ስኮት ሞሪሰን ጸገማት ምፍጣሩ ይቕጽል ኣሎ።