Semhar Ghebreselasie Source: Suppliedብረብዕ 16 ታሕሳስ፣ ኣብ ዴንማርክ፣ ከተማ ኦሩስ: ቪቢይ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ሓንቲ ኤርትራዊት ኣደ ወዲ 38 ዓመት በዓል ቤታ ብካራ ከምዝተቐተላ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ:: እቲ ቀቲሉ ዝተባህለ በዓል ቤታ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ ኣሎ:: ነዚ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣውሮጳ ብብዝሒ ዝፍጸም ዘሎ ቅትለትን ዘቤታዊ ዓመጽን ጥንቂን ፍታሑን ምስ ተጣባቒት ሰብ ኣዊ መሰላት ሰምሃር ገብረስላሴ ካብ ስዊድን ጻኒሒት ጌርና ኣለና።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ብረብዕ 16 ታሕሳስ፣ ኣብ ዴንማርክ፣ ከተማ ኦሩስ: ቪቢይ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ሓንቲ ኤርትራዊት ኣደ ወዲ 38 ዓመት በዓል ቤታ ብካራ ከምዝተቐተላ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ:: እቲ ቀቲሉ ዝተባህለ በዓል ቤታ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ ኣሎ:: ነዚ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣውሮጳ ብብዝሒ ዝፍጸም ዘሎ ቅትለትን ዘቤታዊ ዓመጽን ጥንቂን ፍታሑን ምስ ተጣባቒት ሰብ ኣዊ መሰላት ሰምሃር ገብረስላሴ ካብ ስዊድን ጻኒሒት ጌርና ኣለና።