ስታድየማት ዓበይቲ ክለባት ዓለም ንምምካት ኮቪድ19 ናብ ሆስፒታላትን መደበራት ጥዕናን ክቕየሩ'ዮም፡

Source: Goal
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (30/03/2020) * ን2020 ኦሎምፒክ ቶክዮ ዝሓለፉ አትሌታት ዋላ ን2021 እንተተመሓላለፈ'ውን ከምዝሓለፉ ክቁጸሩ'ዮም፡ * ለበዳ ኮሮና ቫይረስ መጻኢ ዕድል ስፖርት ብሓፈሻ ኰዕሶ እግሪ ኸአ ብፍላይ ይውስን፡ * ብዙሓት ስታድየማት ዓበይቲ ክለባት ዓለም አብ መኸተ አንጻር ለበዳ ኮቪድ ሆስፒታላትን መደበር ጥዕናታት ክኾኑ'ዮም፡ * ፕሪምየርሊግ ይሰረዝ ዶ አይሰረዝ፡ ሊቨርፑል ሻምፒዮን ይወሃባ ዶ አይፋል፡ ሕቶታት ይለዓሉ'ለው ርእይቶታት ከአ ይዘንቡ'ለው
Share