ንማሕበረሰባትና ዝጸልዉ ትሕዝትኦታት ፈደራል ባጀት ኣየኖት'ዮም፧ ተረባሕቲ ዲና ተጎዲእና፧ መብርሂ ካብ ኣቶ ከነዲ ገብረየሱስ
Credit: Supplied
ፈደራል መንግስቲ ባጀቱ ኣቕሪቡ ኣሎ፡ ኣብ መንበሪ ገዛ፥ ኣብ ማሕበራዊ ደገፍ መንግስቲ፡ ኣብ ደገፍ ኣካለ ስንኩላንን ካልእን ብፍላይ ብቐጥታ ምስ ማሕበረሰባትና ዝራኸቡ ጉዳያት እዚ ባጀት እንታይ ጽልዋ እዩ ከምጽእ፧ ማሕበረሰባትና በዚ ባጀት ተረባሕቲ ድዮም ወይስ ክጉድኡ እዮም፧ ነዚ ዝምልከትን ምስኡ ዝተሓሓዙ ጉዳያት ኪኢላ ፋይናንስ ኣቶ ከነዲ ገብረየሱስ መሊሱልና ኣሎ።
Share