Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

እዚ ዘለናዮ እዋን ንኩልና ዝተሓላለኸ ስለዝኾነ ጥዕና ቀዳምነት ሂብኩም መምርሒታትን ሕግታትን ሰብ መዚ ጥዕና ተኸተሉ - መሲን ሮናልዶን

Olympic torch

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/03/2020) * መደበር ቴሌቪዥን ሱፐር ስፖርት ሓላፊ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝነበረ ኣዉካ ገቸኦ ሓድሽ ዋና ኣካያዲ ሴካፋ ኮይኑ ተሰይሙ፡ * ፊፋ ንወርሒ ሰነ ኣብ ኢትዮጵያ ከካይዶ መዲቡ ዝነበረ ዋዕላ ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንሰለስተ ኣዋርሕ ኣናዊሕዎ፡ * ሽግ ኦሎምፒክስ ኣብ ግሪኽ ድሕሪ ዝተኻየደ ባህላዊ ስነስርዓት ምውላዕ ናብ ቶክዮ፡ ጃፓን፡ እትገብሮ ጉዕዞ ብወግዒ ጀሚራ፡ * ኩነታት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ እናበኣሰን እናስፋሕፈሐን ኣብ ዝኸደሉ ዳርጋ ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ዓለምና ዝካየዱ ዓበይቲ ውድድራት ስፖርት ተዓዘብቲ ኣብ ዘይብሎም ሜዳታት፡ እንተዘየሎ ንኻልእ ግዜ ክመሓላለፉ፡ ክውንዘፉ ወይ ፈጺሞም ከይካየዱ ከቢድ ቁጠባውን ማሕበራውን ጽልዋ ዘለዎም ውሳነታት ይውሰኑ ኣለዉ፡

Published

Updated

Source: SBS

Share this with family and friends

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/03/2020) * መደበር ቴሌቪዥን ሱፐር ስፖርት ሓላፊ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝነበረ ኣዉካ ገቸኦ ሓድሽ ዋና ኣካያዲ ሴካፋ ኮይኑ ተሰይሙ፡ * ፊፋ ንወርሒ ሰነ ኣብ ኢትዮጵያ ከካይዶ መዲቡ ዝነበረ ዋዕላ ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንሰለስተ ኣዋርሕ ኣናዊሕዎ፡ * ሽግ ኦሎምፒክስ ኣብ ግሪኽ ድሕሪ ዝተኻየደ ባህላዊ ስነስርዓት ምውላዕ ናብ ቶክዮ፡ ጃፓን፡ እትገብሮ ጉዕዞ ብወግዒ ጀሚራ፡ * ኩነታት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ እናበኣሰን እናስፋሕፈሐን ኣብ ዝኸደሉ ዳርጋ ኣብ ዝበዝሐ ክፋል ዓለምና ዝካየዱ ዓበይቲ ውድድራት ስፖርት ተዓዘብቲ ኣብ ዘይብሎም ሜዳታት፡ እንተዘየሎ ንኻልእ ግዜ ክመሓላለፉ፡ ክውንዘፉ ወይ ፈጺሞም ከይካየዱ ከቢድ ቁጠባውን ማሕበራውን ጽልዋ ዘለዎም ውሳነታት ይውሰኑ ኣለዉ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now