እዚ ዋንጫ ዓለም ቐጠር ካብ ኩሉ እዋን ዝበለጸ ኔሩ - ፕረዚደንት ፊፋ ጂያኒን ኢንፋንቲኖ

QATAR, DOHA - DECEMBER 16, 2022: FIFA President Gianni Infantino gives a final press conference on the finishing 2022 FIFA World Cup at the main media center. The 2022 FIFA World Cup takes place in Qatar from November 20 to December 18, 2022. Sergei Bobylev/TASS/Sipa USA Credit: TASS/Sipa USA
ኣብ ድሮ ፍጻመ ግጥም ዋንጫ ዓለም 2022 ኣብ መንጎ ፈረንሳን ኣርጀንቲናን፣ ፕረዚደንት ፊፋ ናይ’ዚ ዓመት ውራይ ኣብ ቐጠር ካብ ኩሉ እዋን ዝበለጸ ክብል ኣዊጁ። ጂያኒ ኢንፋንቲኖ መዝገብ ፊፋ ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ተኸላኺሉ፣ እቲ ፖለቲካ ካብ ኩዕሶ እግሪ ክርሕቕ ዝተወስደ ውሳነ ‘ነቶም ደገፍቲ’ ተባሂሉ’ዩ ኢሉ።
Share