“ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ኲናት ንጸጥታ ኣመሪካ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ።” ጃንዳይ ፍሬዘርን ጁድ ደቨርሞንትን

JENDAYI FRAZER AND JUDD DEVERMONT Source: Getty Images
ናይ ቀደም ኣብ ኣፍሪቃ ተሓጋጋዚት ጸሓፊት ጉዳይ ወጻኢ ኣመሪካ ጃንዳይ አሊዛበት ፍሬዘር ን ዳይረክተር ማእከል ስትራተጂካዊን ኣህጉራዊን መጽናዕቲ (CSIS). ጁድ ደቨርሞንት ኣብ ዝዘርግሕዎ ጽሑፍ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ኲናት ንጸጥታ ኣመሪካ ኣብ ሓደጋ ከምዘእቱ ገሊጾም።
Share