Credit: Beyene Weldegiorgisኣብዚ እዋን ኣብ መላእ ሃገር ካብ 50,000 ዘይበዝሑ ናይ ክራይ ኣባይቲ ኣለዉ ። ቅድሚ ክልተ ዓመት ፡ እዚ ቝጽሪ እዚ ዳርጋ ዕጽፊ እዩ ነይሩ ። ኣብ ታሪኽ ካብ ዝተራእየ ዝወሓደ ዝካረ ገዛውቲ ምስ ከደ ፡ ካብ ቅድሚ ሕጂ ንላዕሊ ዋጋ ክራይ ገዛ እናበዝሐ እዩ ዝኸይድ ዘሎ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብና ፡ ክራይ ገዛ ናይ ምኽራይ ዕድልካ ንምምሕያሽ ዘሎ መስርሕ ንኽትርዳእ ዝሕግዝ እዩ ።
Published
By Melissa Compagnoni
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብዚ እዋን ኣብ መላእ ሃገር ካብ 50,000 ዘይበዝሑ ናይ ክራይ ኣባይቲ ኣለዉ ። ቅድሚ ክልተ ዓመት ፡ እዚ ቝጽሪ እዚ ዳርጋ ዕጽፊ እዩ ነይሩ ። ኣብ ታሪኽ ካብ ዝተራእየ ዝወሓደ ዝካረ ገዛውቲ ምስ ከደ ፡ ካብ ቅድሚ ሕጂ ንላዕሊ ዋጋ ክራይ ገዛ እናበዝሐ እዩ ዝኸይድ ዘሎ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብና ፡ ክራይ ገዛ ናይ ምኽራይ ዕድልካ ንምምሕያሽ ዘሎ መስርሕ ንኽትርዳእ ዝሕግዝ እዩ ።