SKIP TO MAIN CONTENT

ደቀባት ኣውስትራልያ ምስ ስደተኛታትን መጻእትን ተመሳሳሊ ታሪኽ ስለዝሓለፍና ነዚ መዓልቲ ናብ ካልእ ቀይርና ብሓባር ከነብዕሎ ንደሊ

Sorry Day Remembrance
Source: Getty / Getty Images AsiaPac

ጥሪ 26 ንብዙሓት ደቀባት ህዝብታት ከቢድ መዓልቲ’ዩ፣ ዓመጽን ዕንወትን ባህሎም የዘክሮም። ንገለ ሰባት መዓልቲ ኣውስትራልያ - ኣብ’ዚ መዓልቲ ዝበዓል - ኣውደኣመት’ዩ። ንብዙሓት ብወግዒ ኣውስትራልያውያን ዝኾንሉ መዓልቲ’ዩ፣ ኣብ’ዚ መዓልቲ ብዙሓት ስነስርዓታት ምቕባል ዜግነት ይካየዱ። እንተኾነ ግን ነብሲ ወከፍ ዓመት እቲ መዓልቲ ክቕየር ዝጽውዑ ድምጽታት እናወሰኹ ይኸዱ። እዚ ትሕዝቶ ንመጻእቲ ኣውስትራልያውያን ንምንታይ መሻርኽቲ ደቀባት ኣውስትራልያውያን ክኾኑ ኣወንታዊ ከምዝኸውንን፣ እዚ ንምናይ ኣብ ከም ጥሪ 26 ዝኣመሰለ መዓልቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ምዃኑን ክምልከት’ዩ።

Published

By Sarka Pechova, Kerri-Lee Barry

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ጥሪ 26 ንብዙሓት ደቀባት ህዝብታት ከቢድ መዓልቲ’ዩ፣ ዓመጽን ዕንወትን ባህሎም የዘክሮም። ንገለ ሰባት መዓልቲ ኣውስትራልያ - ኣብ’ዚ መዓልቲ ዝበዓል - ኣውደኣመት’ዩ። ንብዙሓት ብወግዒ ኣውስትራልያውያን ዝኾንሉ መዓልቲ’ዩ፣ ኣብ’ዚ መዓልቲ ብዙሓት ስነስርዓታት ምቕባል ዜግነት ይካየዱ። እንተኾነ ግን ነብሲ ወከፍ ዓመት እቲ መዓልቲ ክቕየር ዝጽውዑ ድምጽታት እናወሰኹ ይኸዱ። እዚ ትሕዝቶ ንመጻእቲ ኣውስትራልያውያን ንምንታይ መሻርኽቲ ደቀባት ኣውስትራልያውያን ክኾኑ ኣወንታዊ ከምዝኸውንን፣ እዚ ንምናይ ኣብ ከም ጥሪ 26 ዝኣመሰለ መዓልቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ምዃኑን ክምልከት’ዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now