Credit: SBSውክልና ደቀባት ኣውስትራሊያዊያን ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ኣብ ታሪኽ ብምንሽውን ብምግላልን ዝተቐርጸ ኮይኑ እዩ ጸኒሑ እዚ ግን ቀስ ብቐስ ይቕየር ኣሎ ። ከም ሃገራዊ ናይ ደቀባት ተሌቪዥን (NITV) ከምኡ "ውን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ዝኣመሰሉ ደቀባት ፡ ነቲ ዝጸንሀ መሰናኽላት የፍርሱ ኣለዉ ፡ ድምጺ ቀዳሞት ህዝብታትት የሐይሉ ፡ ብዛዕባ ዝተፈላለየ ባህላዊ መንነት ኣውስትራሊያ ዝያዳ ግንዛበ ኣብ ምሕዳር ይሰርሑ ኣለዉ ። ብዛዕባ እዚ ለውጥታት እዚ ምፍላጥ ፡ ብዛዕባ ናይ ሓቂ ታሪኽ እታ ሃገር ፡ ብዛዕባ እቲ ናብ ማዕረ ዘምጽእ ጕዕዞ ፡ ከምኡውን ብዛዕባ እቲ መሰረት ዘመናዊት ኣውስትራልያ ዝዀነ ሃብታም ባህልታት ጽቡቕ ፍልጠት ይህበና እዩ ። ብዛዕባ ደቀባት ህዝብታት ዘሎ ኣጠማምታ ምርዳእ ፡ ኣብ ምኽባር ምትእስሳርን ናይ ሓባር ምዃንን ኣገዳሲ ስጉምቲ እዩ ።
Published
By Nikyah Hutchings
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ውክልና ደቀባት ኣውስትራሊያዊያን ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ኣብ ታሪኽ ብምንሽውን ብምግላልን ዝተቐርጸ ኮይኑ እዩ ጸኒሑ እዚ ግን ቀስ ብቐስ ይቕየር ኣሎ ። ከም ሃገራዊ ናይ ደቀባት ተሌቪዥን (NITV) ከምኡ "ውን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ዝኣመሰሉ ደቀባት ፡ ነቲ ዝጸንሀ መሰናኽላት የፍርሱ ኣለዉ ፡ ድምጺ ቀዳሞት ህዝብታትት የሐይሉ ፡ ብዛዕባ ዝተፈላለየ ባህላዊ መንነት ኣውስትራሊያ ዝያዳ ግንዛበ ኣብ ምሕዳር ይሰርሑ ኣለዉ ። ብዛዕባ እዚ ለውጥታት እዚ ምፍላጥ ፡ ብዛዕባ ናይ ሓቂ ታሪኽ እታ ሃገር ፡ ብዛዕባ እቲ ናብ ማዕረ ዘምጽእ ጕዕዞ ፡ ከምኡውን ብዛዕባ እቲ መሰረት ዘመናዊት ኣውስትራልያ ዝዀነ ሃብታም ባህልታት ጽቡቕ ፍልጠት ይህበና እዩ ። ብዛዕባ ደቀባት ህዝብታት ዘሎ ኣጠማምታ ምርዳእ ፡ ኣብ ምኽባር ምትእስሳርን ናይ ሓባር ምዃንን ኣገዳሲ ስጉምቲ እዩ ።
Check out our podcast collection here