SKIP TO MAIN CONTENT

ምዕልቕላቕ ማይ ኣብ ደቡብ ሱዳን

APTOPIX South Sudan Climate Flooding
ኣብ ደቡብ ሱዳን ፡ ረቡዕ 20 ጥቕ. 2021 ፡ ኣብ ላንኪክ ፡ ሰሜናዊ ባሕር ኤል ጋዛል ፡ ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ጭቃ ዝመልኣ ዲጋ ደው ኢሎም ዝነበሩ ቆልዑ ፡ ኣብቲ ዕቋር ማይ ይንጸባረቑ ። እዚ ኣብ ደቡብ ሱዳን ሳልሳይ ዓመት ብቐጥታ ዘጋጠመ ምዕልቕላቕ ማይ ንሓሙሽተ ዓመት ዝቐጸለ ውግእ ሓድሕድ ፡ ጥሜትን ብልሽውናን ነታ ሃገር ብድሆ ኰይንዋ እዩ ።(AP Photo/Adrienne Surprenant) Source: AP / Adrienne Surprenant/AP

ኣብ ደቡብ ሱዳን ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ብዘይፈልጥ ምዕልቕላቕ ማይ ፡ ሓደ ሚልዮን ሰባትከም እተጸልዉ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ይገልጽ ። እቲ ምዕልቕላቕ ነቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ 2013ን 2016ን ኣብ ኲናት ሓድሕድ ካብ ዝነበሮ ጥፍኣት ዝገደደ እዩ ዝብሎ ነቲ ዘሎ ሕጽረት መግቢ ዘጋድድ እዩ ።

Published

By Peggy Giakoumelos

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ደቡብ ሱዳን ቅድሚ ሕጂ ተራእዩ ብዘይፈልጥ ምዕልቕላቕ ማይ ፡ ሓደ ሚልዮን ሰባትከም እተጸልዉ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ይገልጽ ። እቲ ምዕልቕላቕ ነቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ 2013ን 2016ን ኣብ ኲናት ሓድሕድ ካብ ዝነበሮ ጥፍኣት ዝገደደ እዩ ዝብሎ ነቲ ዘሎ ሕጽረት መግቢ ዘጋድድ እዩ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now