ኣውስትራልያውያን ቅድሚ’ዚ ዝመጽእ ዘሎ ወቕቲ ጉንፋዕ ምእታው፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ’ዚ ዓመት ትጽቢት ዝግበረሉ ፍሉይ ተጻባኢ ዓይነት፡ ክታበት ክወስዱ/ክኽተቡ መጸዋዕታ ይቐርብ ኣሎ። ውድብ ጥዕና ዓለም እዚ ብሪዝበይን ስትረይን ተባሂሉ በታ ዝተበገሰላ ወይ ፈለማ ዝተራእየላ ከተማ ዝተሰምየ፡ ሓደ ካብ’ቶም ዝለዓለ ሞት ዘኸትሉ ዓይነታት ቫይረስ ኣብ ዓለም’ዩ ይብል።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

