Former parliamentarians are taking on new roles as lobbyists. Source: AAP, Gettyንነበር ኣውስትራልያውያን ፖለቲከኛታት ልሙድ ዝኾነ ዝኽተልዎ መንገዲ ኮይኑ'ሎ። ኣባላት ባይቶ ነበር ካብ ኩሎም ቀጸለታት መንግስቲ፡ ከም ሎቢዪስትስ (ንረብሕኦም ወይ ረብሓ ዝኸፍሎም ትካል ዘኽብር ፖሊሲታት ከሕልፉ ወይ ክድግፉ ንኣባላት ባይቶ ምሕጽንታን ልመናን ዘቕርቡ ወልቀሰባት ወይ ትካላት) ኮይኖም ክሰርሑ፡ ሓደስቲ ስራሓት/መዝነታት/ሓላፍነታት ይረኽቡን ይቕበሉን ኣለዉ። እዚ፡ ምስ እናወሰኸ ዝኸደ ጽልዋ ገንዘብ ኣብ ፖለቲካ ተደሚሩ፡ ንገለ ክኢላታት ሻቕሎት ፈጢርሎም ኣሎ፡ ብክልቲኦም ዓበይቲ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ዝተደገፉ ለውጥታት-ሕጊ ክግበሩ'ውን ኣነቓቒሖም ኣለዉ። ኣብ'ዚ ትሕዝቶ #SBSExamines ነዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ከነቕርብ ኢና፡ ናይ ቀደም ወይ ነበር ፖለቲከኛታት ሎቢዪስትስ ክኾኑ ስነምግባራዊ ድዩ፧ ዓቢይ ገንዘብ ከመይ ገይሩ ንምርጫታት ይጸልዎም፧ ኣብ ልዕሊ ደሞክራሲ ኣውስትራልያ ኸ እንታይ'ዩ እቲ ጽልዋ
Published
By Fernando Vives, Rachael Knowles
Presented by Fernando Vives, SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ንነበር ኣውስትራልያውያን ፖለቲከኛታት ልሙድ ዝኾነ ዝኽተልዎ መንገዲ ኮይኑ'ሎ። ኣባላት ባይቶ ነበር ካብ ኩሎም ቀጸለታት መንግስቲ፡ ከም ሎቢዪስትስ (ንረብሕኦም ወይ ረብሓ ዝኸፍሎም ትካል ዘኽብር ፖሊሲታት ከሕልፉ ወይ ክድግፉ ንኣባላት ባይቶ ምሕጽንታን ልመናን ዘቕርቡ ወልቀሰባት ወይ ትካላት) ኮይኖም ክሰርሑ፡ ሓደስቲ ስራሓት/መዝነታት/ሓላፍነታት ይረኽቡን ይቕበሉን ኣለዉ። እዚ፡ ምስ እናወሰኸ ዝኸደ ጽልዋ ገንዘብ ኣብ ፖለቲካ ተደሚሩ፡ ንገለ ክኢላታት ሻቕሎት ፈጢርሎም ኣሎ፡ ብክልቲኦም ዓበይቲ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ዝተደገፉ ለውጥታት-ሕጊ ክግበሩ'ውን ኣነቓቒሖም ኣለዉ። ኣብ'ዚ ትሕዝቶ #SBSExamines ነዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ከነቕርብ ኢና፡ ናይ ቀደም ወይ ነበር ፖለቲከኛታት ሎቢዪስትስ ክኾኑ ስነምግባራዊ ድዩ፧ ዓቢይ ገንዘብ ከመይ ገይሩ ንምርጫታት ይጸልዎም፧ ኣብ ልዕሊ ደሞክራሲ ኣውስትራልያ ኸ እንታይ'ዩ እቲ ጽልዋ