SKIP TO MAIN CONTENT

ዓለማዊ ቅልውላው መግቢ፡ ንሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብኸቢድ ይጸልወን

Aid
Ethiopian girl waits at a food distribution centre, semien wollo zone, woldia, Ethiopia. Source: Getty

ሓድሽ ጸብጻብ ነቲ ዓለም-ለኻዊ ቅልውላው ጥሜት ኣብ ልዕሊ እቶም ቀንዲ ተኣፈፍቲ ዝዀኑ ማሕበረሰባት ዓለም ዘሕድሮ ዘሎ ጽልዋኡ ዘሰቅቕን ዘሰክሕን ምዃኑን ምስካልእ ዘይዳረግን ምዃኑ ኣስሚሩሉ ኣሎ ። እቲ ትንተና ፡ መጠን ምውሳኽ ናይ ህጻናት መርዓ ፡ ኣብ መንጎ ስንኩላን ማሕበረሰባት ዘሎ ናይ መግቢ ሕጽረት ፡ ከምኡ "ውን ኣሻቓሊ ስታቲስቲካዊ ጸብጻብ ፡ ደቀንስትዮን ኣዋልድን ብኸመይ ብኣሉታ ይጽለዉ ከም ዘለዉ ዘጕልሕ እዩ ።

Published

By Tina Quinn

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓድሽ ጸብጻብ ነቲ ዓለም-ለኻዊ ቅልውላው ጥሜት ኣብ ልዕሊ እቶም ቀንዲ ተኣፈፍቲ ዝዀኑ ማሕበረሰባት ዓለም ዘሕድሮ ዘሎ ጽልዋኡ ዘሰቅቕን ዘሰክሕን ምዃኑን ምስካልእ ዘይዳረግን ምዃኑ ኣስሚሩሉ ኣሎ ። እቲ ትንተና ፡ መጠን ምውሳኽ ናይ ህጻናት መርዓ ፡ ኣብ መንጎ ስንኩላን ማሕበረሰባት ዘሎ ናይ መግቢ ሕጽረት ፡ ከምኡ "ውን ኣሻቓሊ ስታቲስቲካዊ ጸብጻብ ፡ ደቀንስትዮን ኣዋልድን ብኸመይ ብኣሉታ ይጽለዉ ከም ዘለዉ ዘጕልሕ እዩ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now