Source: UNHCRሓይልታት ፈደራል ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳመ ሰንበት መቐለ ሒዝናያ ኢሎም፡ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ እቲ ውግእ ገና ኣይተወደአን ቃልሰይ ክቕጽል’የ ምባሉ ግን እቲ ዘጋጥም ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ኣብ ቀረባ ዝውዳእ ኣይመስልን ክብል መርበብ ሓበሬታ ዘ ኒው ህዩማኒታሪያን ኣስፊሩ። ካብ’ቶም ኣብ ዝለዓለ ተኽእሎ ሓደጋ ዝርከቡ ኸኣ 96000 ኣብ ኣርባዕተ መዓስከራት ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ተዓቚቦም ዘለው ኤርትራውያን ስደተኛታት እዮም፡ ካብ ብህጹጽ ዝድለ ቀረባት ሓገዝ ከይመጾም ተቖሪጾም ወይ ተኸርዲኖም ይርከቡ።
ሓይልታት ፈደራል ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳመ ሰንበት መቐለ ሒዝናያ ኢሎም፡ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ እቲ ውግእ ገና ኣይተወደአን ቃልሰይ ክቕጽል’የ ምባሉ ግን እቲ ዘጋጥም ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ኣብ ቀረባ ዝውዳእ ኣይመስልን ክብል መርበብ ሓበሬታ ዘ ኒው ህዩማኒታሪያን ኣስፊሩ። ካብ’ቶም ኣብ ዝለዓለ ተኽእሎ ሓደጋ ዝርከቡ ኸኣ 96000 ኣብ ኣርባዕተ መዓስከራት ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ተዓቚቦም ዘለው ኤርትራውያን ስደተኛታት እዮም፡ ካብ ብህጹጽ ዝድለ ቀረባት ሓገዝ ከይመጾም ተቖሪጾም ወይ ተኸርዲኖም ይርከቡ።