ቁጽሪ ረዲኤታዊ ሓገዝ ዘድልዮም ሰባት ኣብ መላእ ዓለም ብ40% ወሲኹ04:29ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (3.19MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: AAPውዱብ ሕቡራት ሃገራት እቲ ዓመታዊ ግሎባዊ ሰብኣዊ ኩነታት ዝግምግመሉ (Global Humanitarian Overview) ኣውጺእዎ’ሎ፡ ኣብ 2021 ቁጽሪ ናይ’ቶም ሓገዝ ዘድልዮም ሰባት ዳርጋ ዕጽፊ ክኸውን’ዩ ኢሉ ትንቢቱ ሂቡ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኣብ ጽባሕ’ቲ ነተን ኣዝየን ተነቀፍቲ ሃገራት ዝያዳ ተመጣጣኒ ብዘይኮነ መጠን ጸልይወን ዘሎ ለበዳ’ዩ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (3.19MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 3 December 2020 10:25amSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareውዱብ ሕቡራት ሃገራት እቲ ዓመታዊ ግሎባዊ ሰብኣዊ ኩነታት ዝግምግመሉ (Global Humanitarian Overview) ኣውጺእዎ’ሎ፡ ኣብ 2021 ቁጽሪ ናይ’ቶም ሓገዝ ዘድልዮም ሰባት ዳርጋ ዕጽፊ ክኸውን’ዩ ኢሉ ትንቢቱ ሂቡ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኣብ ጽባሕ’ቲ ነተን ኣዝየን ተነቀፍቲ ሃገራት ዝያዳ ተመጣጣኒ ብዘይኮነ መጠን ጸልይወን ዘሎ ለበዳ’ዩ።ShareLatest podcast episodes51:01ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode51 minutes 1 second09:07ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode9 minutes 7 seconds08:34" መንግስቲ ፌደራል ኣብ ልዕሊ ትግራይ ቅሉዕ ኲናት ወሊዑ'ሎ።" ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ትግራይ።podcast episode8 minutes 34 seconds12:26ብኣማኢት ኣሽሓት ንዝቝጸሩ ሰባት ሓገዝ ክስእኑ ከግብር ዝኽእል፡ ዝተመሓየሸ ሓድሽ ሕጊ NDIS ጸዲቑ ።podcast episode12 minutes 26 seconds