ማእከል ስደተኛታት ካላይስ ፈረንስ ኣብ መስርሕ ምፍራስ04:27ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (2.04MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidMigrants set rubbish bins alight as a protest in the makeshift camp 'the Jungle' in Calais, France (AAP) Source: Migrants set rubbish bins alight as a protest in the makeshift camp 'the Jungle' in Calais, France (AAP)እቲ ብጫካ ስደተኛታት ዝፍለጥ ኣብ ውደባዊት ከተማ ፍራንስ ዝርከብ ማእከል ስደተኛታት ካላይስ፡ መንግስቲ ፈረንሳ ከፍርሶ ላዕሊ ታሕቲ ኣብዝብለሉ ዘሎ እዋን ወጥሪ ጸጥታ ሰፊኑ ኣሎ። እቲ ትማሊ ዝጀመረ ናይ ሓደ ሰሙን ስርሒት ምፍራስ ብከቢድ ዝ ዓጠቑ ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታ ኣብቲ ቦታ ይርከቡ።እቲ ካምፕ 10 ሺሕ ዝኣኽሉ ካብ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ዝመጹ ሰባት ጊዚያዊ መንበሪ ገይሮሞ ዝጸንሑ እዩ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (2.04MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 25 October 2016 11:08amBy Beyene SemereSource: SBSAvailable in other languagesSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareእቲ ብጫካ ስደተኛታት ዝፍለጥ ኣብ ውደባዊት ከተማ ፍራንስ ዝርከብ ማእከል ስደተኛታት ካላይስ፡ መንግስቲ ፈረንሳ ከፍርሶ ላዕሊ ታሕቲ ኣብዝብለሉ ዘሎ እዋን ወጥሪ ጸጥታ ሰፊኑ ኣሎ። እቲ ትማሊ ዝጀመረ ናይ ሓደ ሰሙን ስርሒት ምፍራስ ብከቢድ ዝ ዓጠቑ ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታ ኣብቲ ቦታ ይርከቡ።እቲ ካምፕ 10 ሺሕ ዝኣኽሉ ካብ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ዝመጹ ሰባት ጊዚያዊ መንበሪ ገይሮሞ ዝጸንሑ እዩ።ShareLatest podcast episodes03:36ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርናኛ (11 ነሓሰ 2026)podcast episode3 minutes 36 seconds49:43ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (10 ነሓሰ 2026)podcast episode49 minutes 43 seconds08:23ዕለታዊ ዜን SBS ትግርኛ (10 ነሓሰ 2026)podcast episode8 minutes 23 seconds09:39ኤርትራ፡ ዞባዊ ትካል ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ክቐውም ጸዊዓ። (ጸብጻብ)podcast episode9 minutes 39 seconds