French far-right 2022 presidential candidate Eric Zemmour delivers a speech during his first political meeting Source: ABACAፈረንሳዊ ዶናልድ ትራምፕ ተባሂሉ ክጽዋዕ ጀሚሩ ዘሎ ኣብ ናይ ፈረንሳ ቴሌቪዥን ተንታኒ፡ ኣብ ጥቓ ፓሪስ ናይ መጀመርታ ፕረዚደንታዊ ጎስጓስ ኣካይዱ። ኤሪኽ ዘሙር ብዛዕባ ጸረ ስደተኛታትን ጸረ ምስልምናን ዘቕረቦ ኣረኣእያ ፡ ኣብ ፈረንሳ ዅነኔን ደገፍን ረኺቡ እዩ ።
Published
By Peggy Giakoumelos
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ፈረንሳዊ ዶናልድ ትራምፕ ተባሂሉ ክጽዋዕ ጀሚሩ ዘሎ ኣብ ናይ ፈረንሳ ቴሌቪዥን ተንታኒ፡ ኣብ ጥቓ ፓሪስ ናይ መጀመርታ ፕረዚደንታዊ ጎስጓስ ኣካይዱ። ኤሪኽ ዘሙር ብዛዕባ ጸረ ስደተኛታትን ጸረ ምስልምናን ዘቕረቦ ኣረኣእያ ፡ ኣብ ፈረንሳ ዅነኔን ደገፍን ረኺቡ እዩ ።