"ናጽነት ናይ ሓሳብ ከም ዝናብ እንተዘኒቡ ገለ ሰባት ጽላል ሒዞም ከይዛወሩ ኢኻ ትፈርሕ።" ጋዜጠኛ ኻልድ ዓብዱ
Credit: Beyene Weldegiorgis
ሰለስተ ግንቦት መዓልቲ ነጻነት ፕረስ እዩ። ኣብዚ መዓልቲ ሃገራት ብመንጽር ነጻነት ፕረስ ተዓቂነን ይስርዓ እየን። ብ Reporters Without Borders (RSF) ዝወጸ ተርታ ኣብ ናይ 2023 ኤርትራ ካብ 180 ሃገራት መበል 174 ኢትዮጵያ ድማ መበል 130 ተሰሪዐን ኣለዋ። ብሓፈሻ ብዛዕባ ነጻነት ፕረስ ኣብ ኤርትራውያን ከመይ ከም ዝመስል ምስ ጋዜጠኛ ኻልድ ዓብዱ ዝተገብረ ቃለ ምልልስ።
Share