ዊንታ ኢዮብን ሶፊያ ኢዮብን፡ ካብ ኤርትራ ናብ ኬንያ ምስተሰዳ፡ ኣብ ኬንያ ብስእነትን ብጻዕርን ናይ 12 ክፍሊ ትምህርተን ዛዚመን ኣብ 2016 ናብ ኣውስትራሊያ መጺአን፡ ናይ ዩኒቨርሲቲ ትምህርተን ብልዑል ነጥቢ ወዲኤን ናብ ዝበለጸ ስራሕ ተዋፊረን ዘለዋ እየን። ናብዚ ዘለዋኦ ደረጃ ንምብጻሕ ዝሓለፋኦ ኩነታት ብምግላጽ ብሉጽ ተመኩሮ ህይወተን ኣካፊለን ኣለዋ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

