Source: Getty Imagesዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (28/01/2021) * ሕብረት ኤውሮጳ ንትካል መፍረ መድሃኒት ኣስትራዘነካ ነቲ ሕብረት ተወሰኽቲ መድሃኒታት ክታበት ኮቪድ-19 ካብ'ቶም ኣብ ኤውሮጳን ብሪጣንያን ዝርከቡ ፋብሪካታቱ ከቅርበሉ ዝያዳ ጸቅጢ ይገብረሉ: * መንግስቲ ኣሜሪካ ወተሃደራት መንግስቲ ኤርትራ ካብ ትግራይ ብቕልጡፍ ክወጹ ጸዊዑ: * ጋዜጣ ዋሺንግተን ፖስት ኣብ ልዕሊ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ተቀባሊ ስልማት ሰላም ኖቤል ናብ ገበናት ኲናት ዝፈጸመ ተባሂሉ ዝተኸሰሰ ዝብል ኣርእስቲ ተሪር ነቔፌታ ዝሓዘለ ርእሰ ዓንቀጽ ኣውጺኣ:
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (28/01/2021) * ሕብረት ኤውሮጳ ንትካል መፍረ መድሃኒት ኣስትራዘነካ ነቲ ሕብረት ተወሰኽቲ መድሃኒታት ክታበት ኮቪድ-19 ካብ'ቶም ኣብ ኤውሮጳን ብሪጣንያን ዝርከቡ ፋብሪካታቱ ከቅርበሉ ዝያዳ ጸቅጢ ይገብረሉ: * መንግስቲ ኣሜሪካ ወተሃደራት መንግስቲ ኤርትራ ካብ ትግራይ ብቕልጡፍ ክወጹ ጸዊዑ: * ጋዜጣ ዋሺንግተን ፖስት ኣብ ልዕሊ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ተቀባሊ ስልማት ሰላም ኖቤል ናብ ገበናት ኲናት ዝፈጸመ ተባሂሉ ዝተኸሰሰ ዝብል ኣርእስቲ ተሪር ነቔፌታ ዝሓዘለ ርእሰ ዓንቀጽ ኣውጺኣ: