Source: Connection evኣባል ፈጻሚት ኣካል ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራሲን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) (EMDHR) ሄለን ኪዳን ኤርትራውያን ስደተኛታት ህጹጽ ሓገዝ ረዲኤት ክረኽቡን ዓለምለኻውያን ውድባትን ማሕበራትን ክበጽሐኦም መንገዲ ክኽፈትን ጎስጓስ ብደረጃ'ቲ ምንቅስቓስ ኣብ ምንጣፍ ትርከብ። ንኩነታት እዚ ጎስጓሳትን ናይ ስደተኛታት ኣብ መዓስከራት ትግራይ ንምሕጋዝ ዝካየድ ዘሎ ጻዕርታትን ዝምልከት ምስ ኤስቢኤስ ትግርኛ ቃለመሕትት ኣካይዳ ኣላ።
ኣባል ፈጻሚት ኣካል ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራሲን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) (EMDHR) ሄለን ኪዳን ኤርትራውያን ስደተኛታት ህጹጽ ሓገዝ ረዲኤት ክረኽቡን ዓለምለኻውያን ውድባትን ማሕበራትን ክበጽሐኦም መንገዲ ክኽፈትን ጎስጓስ ብደረጃ'ቲ ምንቅስቓስ ኣብ ምንጣፍ ትርከብ። ንኩነታት እዚ ጎስጓሳትን ናይ ስደተኛታት ኣብ መዓስከራት ትግራይ ንምሕጋዝ ዝካየድ ዘሎ ጻዕርታትን ዝምልከት ምስ ኤስቢኤስ ትግርኛ ቃለመሕትት ኣካይዳ ኣላ።