SKIP TO MAIN CONTENT

ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ሰነ 2024)

on the studio with beye.jpg

ንሎሚ ሓሙስ 27 ሰነ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ነባሪ ሃገረ ካናዳ ኣቶ ኣር ኣያ ኪዳነ ኣብ ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ቤት ጽሕፈት ጉዳይ ስደተኛታት (UNHCR) ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ዝተፈላለዩ ጽፍሕታት ዝሰርሐ እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝበጽሓሉ ብዛዕባ ዝሰርሖም ስራሓት ኣካፊሉና ኣሎ።ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኢጣልያዊ ሚኒስተር ንግዲን ሃገራዊ ፍርያትን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኤርትራ ዑደት ኣካይዱ። ብስዊዘርላንድ፣ ዑቕባ ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምምላስ ዘቕረራብ ወኪል ክምዘዝ እዩ። ። ኣብ ሰሙናዊ መደብ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) ምምህርና፡ ዓስብን ዕድላትን ዝርከቦ ሞያ፡ ክቐርብ’ዩ። ኣርእስታት ዜና፥ መስራቲ ዊኪሊክስ ጁልያን ኣሳንጅ ምስ ኣኽበርቲ ሕጊ ኣመሪካ ብዝተገብረ ስምምዕ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ማእሰሪ ንመጀመርታ ግዜ መሬት ኣውስትራልያ ረጊጹ ። ድሕሪ'ቲ ብርቱዕ ተቓዉሞን ኣዕናዊ ናዕብን ነቲ ተሓሲቡ ዝነበረ ምውሳኽ ግብሪ ከምዝሰሓቦ ናይ ኬንያ ፕሬዝዳንት ዊልያም ሩቶ ኣፍሊጡ ። ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝፍፀሙ ዘለዉ ጾታዊ ጥቕዓትን መጭወይትን ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፍታት ተኻይዶም። ፕረዝደንትን ምኽትልን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ካብ ስልጣኖም ንምልቃቕ ሕቶ ኣቕሪቦም።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ንሎሚ ሓሙስ 27 ሰነ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ነባሪ ሃገረ ካናዳ ኣቶ ኣር ኣያ ኪዳነ ኣብ ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ቤት ጽሕፈት ጉዳይ ስደተኛታት (UNHCR) ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ዝተፈላለዩ ጽፍሕታት ዝሰርሐ እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝበጽሓሉ ብዛዕባ ዝሰርሖም ስራሓት ኣካፊሉና ኣሎ።ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኢጣልያዊ ሚኒስተር ንግዲን ሃገራዊ ፍርያትን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኤርትራ ዑደት ኣካይዱ። ብስዊዘርላንድ፣ ዑቕባ ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ንምምላስ ዘቕረራብ ወኪል ክምዘዝ እዩ። ። ኣብ ሰሙናዊ መደብ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) ምምህርና፡ ዓስብን ዕድላትን ዝርከቦ ሞያ፡ ክቐርብ’ዩ። ኣርእስታት ዜና፥ መስራቲ ዊኪሊክስ ጁልያን ኣሳንጅ ምስ ኣኽበርቲ ሕጊ ኣመሪካ ብዝተገብረ ስምምዕ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ማእሰሪ ንመጀመርታ ግዜ መሬት ኣውስትራልያ ረጊጹ ። ድሕሪ'ቲ ብርቱዕ ተቓዉሞን ኣዕናዊ ናዕብን ነቲ ተሓሲቡ ዝነበረ ምውሳኽ ግብሪ ከምዝሰሓቦ ናይ ኬንያ ፕሬዝዳንት ዊልያም ሩቶ ኣፍሊጡ ። ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝፍፀሙ ዘለዉ ጾታዊ ጥቕዓትን መጭወይትን ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፍታት ተኻይዶም። ፕረዝደንትን ምኽትልን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ካብ ስልጣኖም ንምልቃቕ ሕቶ ኣቕሪቦም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now