ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 መጋቢት 2024)

News studio.jpg

ንሎሚ ሓሙስ 21 መጋቢት 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ምስ ኪኢላ ፋይናንስ መሓረና ይከኣሎ ካብ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት፡ ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ከነቕርቦ ኢና። ኣብ መቐለ መኻናት ሰባት ውሉድ ዝረኽቡሉ ሕክምና ከም ዝተጀመረ ተገሊጹ። ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ፡ ክሳብ መወዳእታ ናይዚ ሰሙን ገንዘቡ ንዘይመለሱ ዓማዊል ብሕጊ ከምዝሓትት ኣፍሊጡ። ካልእን ዝሓዘ ጸብጻብ ል ኡኽና። ከምኡውን “ምርዳእ ብዛዕባ ጥፈሻ (bankruptcy): መን’ዩ ዝግብኦ፡ ትርጉሙ’ኸ እንታይ እዩ፧ዝድህስስ ሰሙናዊ መደብ ምባር ኣብ ኣውስትራሊያን ን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታትውን ኣዳሊና ኣለና። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሓቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ቋንቋ እንግሊዝኛ ዝመልኩ ክኢላታት ቀልጢፎም ስራሕ ክረኽቡን ዝሓሸ ደሞዝ ክኽፈሉን ከምዝኽእሉ ተፈሊጡ። ኣብ ምብራቕ ፐርዝ ካብዝተላዕለ ባርዕ ብዙሕ ኣባይቲ ከምዝደሓነን መበገሲ ናይቲ ባርዕ ብጥርጣረ ከምዝጥምትዎን ሰበ-ስልጣን ኣፍሊጦም ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ንኤርትራ ናይ15 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ሓንጺጹ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service