SKIP TO MAIN CONTENT

ብፖሊስ ዝተቐትለ ጸሊም ኣሜሪካዊ ጂዮርጅ ፍሎይድ ኣብ ጎድኒ ኣዲኡ ብሰላም ከዕርፍ ብድሙቕ ተፋንዩ

Al Sharpton
Source: AAP

ቤተሰብን መሓዙትን ጂዮርጅ ፍሎይድ ብሰላም ኣብ’ታ መበቆል ከተምኡ ህዩስተን ክዓርፍ ብመዛሙራትን ልቢ ዝትንክፉ ዝኽርታትን ዓጂቦም ኣብጺሖሞ። ናይ’ዚ ኣቀታትልኡን ሞቱን ኣንጻር ጭካነ ፖሊስን ዓሌታዊ ኣድልዎን ኣድማሳዊ/ግሎባዊ ተቓውሞታትን ሰልፍታትን ዘስዓበ ወዲ 46 ዓመት ኣፍሪቃዊ-ኣሜሪካዊ ዝግበረሉ ዘሎ ነዊሕ ስነስርዓት ምፍናው መዛዘሚ ኮይኑ’ሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቤተሰብን መሓዙትን ጂዮርጅ ፍሎይድ ብሰላም ኣብ’ታ መበቆል ከተምኡ ህዩስተን ክዓርፍ ብመዛሙራትን ልቢ ዝትንክፉ ዝኽርታትን ዓጂቦም ኣብጺሖሞ። ናይ’ዚ ኣቀታትልኡን ሞቱን ኣንጻር ጭካነ ፖሊስን ዓሌታዊ ኣድልዎን ኣድማሳዊ/ግሎባዊ ተቓውሞታትን ሰልፍታትን ዘስዓበ ወዲ 46 ዓመት ኣፍሪቃዊ-ኣሜሪካዊ ዝግበረሉ ዘሎ ነዊሕ ስነስርዓት ምፍናው መዛዘሚ ኮይኑ’ሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now