SKIP TO MAIN CONTENT

ምጅማር ዋዕላ ክሊማ መራሕቲ ሃብታማት ሃገራት

Australian P M Morrison attends the G20 Official Welcome and Family photo with President Emmanuel Macron in Rome on Saturday, October 30.
Australian P M Morrison attends the G20 Official Welcome and Family photo with President Emmanuel Macron in Rome on Saturday, October 30. Source: Picture: Adam Taylor

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ማርዮ ድራጊ ፡ መራሕቲ ሃገራት ዓለም ካብ ምጅማር እቲ ለበዳ ጀሚሮም ንፈለማ ግዜ ኣብ ጉጅለ 20 ዝሳተፉ ዘለዉ መራሕቲ ሃገራት ናብ ሮማ ክቕበልም ከሎ ፡ ሓባራዊ ኣተሓሳስባ ኣገዳሲ ምዃኑ ኣጕሊሑ ኣሎ ። ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ከም ናይ ክታበት ማዕርነትን ዓለምለኻዊ ቊጠባን ከምኡውን ኣብ መንጎ መራሕቲ ናይ ብዙሕ ብዙሕነትን ናይ ክልትኣዊ ዝርርብ ተኻይዶም ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ... ብዛዕባ ለውጢ ኵነታት ኣየር ኣንጸላልዩሉ ዘሎ፡ ኣብ ግላስጎው ዝግበር ዋዕላ ኮፕ26 ክድህስስ እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ማርዮ ድራጊ ፡ መራሕቲ ሃገራት ዓለም ካብ ምጅማር እቲ ለበዳ ጀሚሮም ንፈለማ ግዜ ኣብ ጉጅለ 20 ዝሳተፉ ዘለዉ መራሕቲ ሃገራት ናብ ሮማ ክቕበልም ከሎ ፡ ሓባራዊ ኣተሓሳስባ ኣገዳሲ ምዃኑ ኣጕሊሑ ኣሎ ። ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ከም ናይ ክታበት ማዕርነትን ዓለምለኻዊ ቊጠባን ከምኡውን ኣብ መንጎ መራሕቲ ናይ ብዙሕ ብዙሕነትን ናይ ክልትኣዊ ዝርርብ ተኻይዶም ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ... ብዛዕባ ለውጢ ኵነታት ኣየር ኣንጸላልዩሉ ዘሎ፡ ኣብ ግላስጎው ዝግበር ዋዕላ ኮፕ26 ክድህስስ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now