SKIP TO MAIN CONTENT

ዋዕላ መራሕቲ ሃብታማት ሃገራት (G20) ክታበት ኮሮና ቫይረስ ንኹለን ሃገራት ክባጻሕ ክረጋገጽ ምዃኑ ኣስሚርሉ።

سلمان بن عبدالعزیز آل سعود پادشاه عربستان سعودی
سلمان بن عبدالعزیز آل سعود پادشاه عربستان سعودی Source: AAP

ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተገብረ ናይ ሃብታማት ሃገራት (G20 summit ) ዋዕላ፡ ለበዳ ኮሮና ቫይረስን ለውጢ ክሊማ ካብ ቀንዲ ዛዕባ ናይቲ ዋዕላ እዮም ኔሮም። ኣባላ ሃገራት G20 80 ሚእታዊ ሃብቲ ናይ ዓለም፡ ክልተ ሲሶ ናይ ዓለም ህዝቢን ሰለስተ ብዒ ኣህጉራዊ ንግዲን ዝውንኑ እዮም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ዝተገብረ ናይ ሃብታማት ሃገራት (G20 summit ) ዋዕላ፡ ለበዳ ኮሮና ቫይረስን ለውጢ ክሊማ ካብ ቀንዲ ዛዕባ ናይቲ ዋዕላ እዮም ኔሮም። ኣባላ ሃገራት G20 80 ሚእታዊ ሃብቲ ናይ ዓለም፡ ክልተ ሲሶ ናይ ዓለም ህዝቢን ሰለስተ ብዒ ኣህጉራዊ ንግዲን ዝውንኑ እዮም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now