President Joe Biden speaks during a news conference after attending the G-7 summit, Source: APኣብ እንግሊዝ ክካየድ ዝቐነየ ዋዕላ G-7 ፡ ተዛዚሙ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ቦሪስ ጆንሰን ፡ ነቲ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ንፈለማ እዋን ብኣካል እተራኸቡ ጕጅለ መራሕቲ "ዘገርም ዉህደት" ክብል ንኢድዎ እዩ ። ኣብ ዋዕላ ጂ7 ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኲናት ተዘትየሉ።
ኣብ እንግሊዝ ክካየድ ዝቐነየ ዋዕላ G-7 ፡ ተዛዚሙ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ቦሪስ ጆንሰን ፡ ነቲ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ንፈለማ እዋን ብኣካል እተራኸቡ ጕጅለ መራሕቲ "ዘገርም ዉህደት" ክብል ንኢድዎ እዩ ። ኣብ ዋዕላ ጂ7 ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኲናት ተዘትየሉ።