SKIP TO MAIN CONTENT

ቅትለት ኣቶ ገረዝግሄር የማነ ኣብ ካናዳ

Gary Yemane
Gary Yemane Source: Gary Yemane

ኣ"ኣብ መንእሰያት ዝርኤ ባእሲን ዕግርግርን ደው ክብል ዝዓየየ ሰብ፡ ኣብ ሰሜን ኤድሚንተን ካናዳ ብጥይት ተቐቲሉ።" እዚ ብናይ ካናዳ ጋዜጣ (CBC) ኣርእስቲ ተዋሂብዎ ብዛዕባ ኣቶ ገረዝጊሄር የማነ ዝተጻሕፈ ዓንቀጽ'ዩ። ወዲ 63 ዓመት ኤርትራዊ ካናዳዊ ገረዝግሄር የማነ ን ል ዕሊ 30 ዓመታት ከም ነርስ ኮይኑ እናሰርሐ ኣብ ካናዳ ዝነብር ዝነበረ'ዩ። ብ ዓርቢ ኣብ ጥቓ ገዝኡ ብዙሕ ጠያዪቲ ተተኩሱሉ ተቐቲሉ። ብዛዕባዚ ኩነታት ንምፍላጥ ናብ ገዛኡ ናብ ካናዳ ደዊልና፡ በዓልቲ ቤቱ ኣብ ሓዘን ብምህላዋ ክትዛረብ ኣይከኣለትን፡ ወዲ ሓትኖኡ ዝኾነ መምህር ኣለምሰገድ ኣስገዶም ብዛዕባ ገረዝጊሄርን ኩነታት ኣማዉታኡን ገሊጹልና ኣሎ እንሆ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣ"ኣብ መንእሰያት ዝርኤ ባእሲን ዕግርግርን ደው ክብል ዝዓየየ ሰብ፡ ኣብ ሰሜን ኤድሚንተን ካናዳ ብጥይት ተቐቲሉ።" እዚ ብናይ ካናዳ ጋዜጣ (CBC) ኣርእስቲ ተዋሂብዎ ብዛዕባ ኣቶ ገረዝጊሄር የማነ ዝተጻሕፈ ዓንቀጽ'ዩ። ወዲ 63 ዓመት ኤርትራዊ ካናዳዊ ገረዝግሄር የማነ ን ል ዕሊ 30 ዓመታት ከም ነርስ ኮይኑ እናሰርሐ ኣብ ካናዳ ዝነብር ዝነበረ'ዩ። ብ ዓርቢ ኣብ ጥቓ ገዝኡ ብዙሕ ጠያዪቲ ተተኩሱሉ ተቐቲሉ። ብዛዕባዚ ኩነታት ንምፍላጥ ናብ ገዛኡ ናብ ካናዳ ደዊልና፡ በዓልቲ ቤቱ ኣብ ሓዘን ብምህላዋ ክትዛረብ ኣይከኣለትን፡ ወዲ ሓትኖኡ ዝኾነ መምህር ኣለምሰገድ ኣስገዶም ብዛዕባ ገረዝጊሄርን ኩነታት ኣማዉታኡን ገሊጹልና ኣሎ እንሆ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now