“ህዝቢ ንዓመተ 2015 ናይ ራህዋ ዓመት ክትኮነሉ ብተስፋ እዩ ዝጽበ ዘሎ።” መልኣከ ጸሃይ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ
መልኣከ ጸሃይ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ Credit: Beyene Weldegiorgis
ብምኽንያት ምውዳእ ዓመት 2014ን ምጅማር ሓድሽ ዓመተ 2015 (ካብ ዘመነ ማርቆስ ናብ ዘመነ ሉቃስ) መልኣከ ጸሃይ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ ኣመሓዳሪ ሃመረ ኖህ ኪዳነ ምህረት ቤተ ክርስትያን ኣደላይድ ደቡብ ኣውስትራሊያ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ።
Share