Source: Gettyሰሙናዊ መደብ ስፖርት (04/01/2021) * ኣብ ባርሴሎና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ 5 ኪሜ 'ኩርሳ ዴልስ ናሶስ 2020' ወናኒት ክብረወሰን ዓለም 1500ሜ ዝኾነት ኢትዮጵያዊት ገንዘበ ዲባባ ተዓዊታ፡ * ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2021 መንእሰያት ት17ን ት20ን ከምዝተሰረዙ ፊፋ ገሊጹ፡ * ግጥማት ኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020 ምውሳኽ ቁጽሪ መልከፍቲታት ኮሮናቫይረስ ኣብ ጃፓንን ከተማ ቶክዮን ብዘየገድስ ኣብ ግዚኦም ክካየዱ ምዃኖም ቀ/ሚ ጃፓን ኣረጋጊጹ፡ * ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ፍራንሲስ ወዲ ዓዶም ኣርጀንቲናዊ ዲያጎ ማራዶና ኣብ ደገ ውልቃዊ ጸገም እንተነበሮ’ኳ ኣብ ሜዳ ኩዕሶ እግሪ ግን ‘ፍሉይ ቃና ዝፈጥር ስነጥበባዊ’ዩ ኔሩ' ክብሉ ገሊጾሞ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (04/01/2021) * ኣብ ባርሴሎና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ 5 ኪሜ 'ኩርሳ ዴልስ ናሶስ 2020' ወናኒት ክብረወሰን ዓለም 1500ሜ ዝኾነት ኢትዮጵያዊት ገንዘበ ዲባባ ተዓዊታ፡ * ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2021 መንእሰያት ት17ን ት20ን ከምዝተሰረዙ ፊፋ ገሊጹ፡ * ግጥማት ኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020 ምውሳኽ ቁጽሪ መልከፍቲታት ኮሮናቫይረስ ኣብ ጃፓንን ከተማ ቶክዮን ብዘየገድስ ኣብ ግዚኦም ክካየዱ ምዃኖም ቀ/ሚ ጃፓን ኣረጋጊጹ፡ * ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ፍራንሲስ ወዲ ዓዶም ኣርጀንቲናዊ ዲያጎ ማራዶና ኣብ ደገ ውልቃዊ ጸገም እንተነበሮ’ኳ ኣብ ሜዳ ኩዕሶ እግሪ ግን ‘ፍሉይ ቃና ዝፈጥር ስነጥበባዊ’ዩ ኔሩ' ክብሉ ገሊጾሞ