ምህናጽ ግድብ ህዳሰ፡ ‘ንረብሓ ኢትዮጵያዊያን ተባሂሉ ኣይኮነን’ ዝበለ ፕረሲደንት፡ ነቲ ፕሮጀክት ዝበጽሐ ናይ ፈለማ መራሒ ሃገር ኮይኑ

Former PM Meles Zenawi inaugurates the GERD while PM Abiy and President Isaias visit in 2020

Source: ETV Twitter

ኮቪድ-19? ጸገም የለን፡ ንህዝቢ ኣቐዲምካ ምሕባር? ኣየድልዮን’ዩ። ኣይበዝሐን ዶ? ጸገም የለን። እዚኦም ሕቶታትን መልስታትን ምናልባት ኣብ ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ምስ ነብሲ ወከፍ መገሻ፡ ‘ናይ ስራሕ’ ዑደት፡ ዙረት፡ ርክብ፡ ወዘተ... ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ኢትዮጵያን፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኤርትራን ኣብ ኣእምሮኦም ዝመላለሱ’ዮም። ስምምዕ ሰላም ኣብ መንጎ ክልቲኦም መራሕቲ ካብ ዝፍረም ንደሓር ብዝሖም ጥራይ ዘይኮነ ነብሲ ወከፍ መገሻ ብብዙሓት ዜጋታት ክልቲኤን ሃገራት ዝተፈላለዩ ስምዒታት ፈጢራን ትፈጥር ኣላን።



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now