SKIP TO MAIN CONTENT

"ኤርትራ ብደም ደቃ ሕማቕ ታሪኽ ክጸሓፍ ኣይንደልን ኢና።" ሰምሃር ገብረስላሴ

Global Yiakil
Source: Semhar Gebreselasie

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ዝሳተፉ ዘለዉ ኤርትራዊያን ወተሃደራት ካብ ኢትዮጵያ ክወጹ፡ ድምጺ ናይቶም ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነበሩ ብኣሻሓት ዝቑጸሩ ኤርትራዊያን ድምጺ ንምዃንን ንመንግስቲ ኤርትራ ንምቅዋምን ዝዓለመ ብግሎባል ይ ኣክል እተወደበ ሰልፊ ኣብ ብዙሕ ከተማታት ከምዝግበር ተፈሊጡ ኣሎ። ነዚ ሰልፊ ካብ ዘወሃህዱ ዘለዉ ኣባላት ግሎባል ይ ኣክል፡ ሰምሃር ገብረስላሴ፡ ያቆብ ገብረትንሳኤን ተመስገን ዓንደሚካኤልን ብዛዕባቲ ጉዳይ ይዛረቡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ዝሳተፉ ዘለዉ ኤርትራዊያን ወተሃደራት ካብ ኢትዮጵያ ክወጹ፡ ድምጺ ናይቶም ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ዝነበሩ ብኣሻሓት ዝቑጸሩ ኤርትራዊያን ድምጺ ንምዃንን ንመንግስቲ ኤርትራ ንምቅዋምን ዝዓለመ ብግሎባል ይ ኣክል እተወደበ ሰልፊ ኣብ ብዙሕ ከተማታት ከምዝግበር ተፈሊጡ ኣሎ። ነዚ ሰልፊ ካብ ዘወሃህዱ ዘለዉ ኣባላት ግሎባል ይ ኣክል፡ ሰምሃር ገብረስላሴ፡ ያቆብ ገብረትንሳኤን ተመስገን ዓንደሚካኤልን ብዛዕባቲ ጉዳይ ይዛረቡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now