SKIP TO MAIN CONTENT

ዓቢይ ጉያ ኢትዮጵያ ንኻልእ እዋን ተመሓላሊፉ፣ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቩወልታ ኣ በርጎስ ራብዓይ መድረኽ 6ይ ወጺኡ፡

Great Ethiopian run postponed and Vuelta a Burgoss
Source: Twitter

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (03/08/2020) ቅድድም ብሽግለታ ቩወልታ ኣ በርጎስ 2020 ድሕሪ ለበዳ ኮቪድ ንፈለማ ግዜ ኣብ ፈረንሳ ተኻይዱ: ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ሃይሉን ኢትዮጵያዊ ክንፈ ሃይለሚካኤልን ዘዕግብ ምንቅስቓስ ኣርእዮም፡ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ደ ለ’ኣቨኒር 2020 ክልተ ሰሙናት ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ እዋን ብምኽንያት ለበዳ ኮሮናቫይረስ ክምዝተሰረዘ ኣዳለውቲ ገሊጾም፡ ፕረዚደንት ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ኣሕመድ ኣሕመድ ንኻልኣይ ዕደመ ስልጣን ክወዳደር ድዩ ኣይኮነን ገና ከምዘይወሰነ ኣፍሊጡ፡ ዓቢይ ጉያ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮሮናቫይረስ ንኻልእ እዋን ከምዝተመሓላለፈ ተፈሊጡ፡ ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ኤውሮጳ ንኣፍሪቃውያን ኣሰልጠንቲ ንምንታይ እየን ዕድል ዘይህበኦም፧

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (03/08/2020) ቅድድም ብሽግለታ ቩወልታ ኣ በርጎስ 2020 ድሕሪ ለበዳ ኮቪድ ንፈለማ ግዜ ኣብ ፈረንሳ ተኻይዱ: ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ሃይሉን ኢትዮጵያዊ ክንፈ ሃይለሚካኤልን ዘዕግብ ምንቅስቓስ ኣርእዮም፡ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ደ ለ’ኣቨኒር 2020 ክልተ ሰሙናት ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ እዋን ብምኽንያት ለበዳ ኮሮናቫይረስ ክምዝተሰረዘ ኣዳለውቲ ገሊጾም፡ ፕረዚደንት ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ኣሕመድ ኣሕመድ ንኻልኣይ ዕደመ ስልጣን ክወዳደር ድዩ ኣይኮነን ገና ከምዘይወሰነ ኣፍሊጡ፡ ዓቢይ ጉያ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮሮናቫይረስ ንኻልእ እዋን ከምዝተመሓላለፈ ተፈሊጡ፡ ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ኤውሮጳ ንኣፍሪቃውያን ኣሰልጠንቲ ንምንታይ እየን ዕድል ዘይህበኦም፧

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now