SKIP TO MAIN CONTENT

ሞዛይክ ባህሊ ኤስ.ቢ.ኤስ. (7 ታሕሳስ 2017)

Culture
Tigrinya traditional Dance Source: Mekonnen Tesfay

ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ሞዛይክ ባህሊ፡ ብመምህር ዑቕቢት ሓድጉ ካብ ዝተጻሕፈ ‘ጉራማይለ ብሂል ቀዳሞት’ ዘርእስታ መጽሓፍ ኣብ ጊዜ መግዛእቲ ጣልያንን ካልእን ካብ ዝድረፉ ዝነበሩ ባህላዊያን ደርፊታት ከምኡ’ውን ካብ መጽሓፍ ፈውሲ ናፍቖት ግጥሚ ‘ሰብ ተረኺቡ’ ብተስፉ ሓጎስ ፣ ሒዛ ቀሪባ ኣላ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ሞዛይክ ባህሊ፡ ብመምህር ዑቕቢት ሓድጉ ካብ ዝተጻሕፈ ‘ጉራማይለ ብሂል ቀዳሞት’ ዘርእስታ መጽሓፍ ኣብ ጊዜ መግዛእቲ ጣልያንን ካልእን ካብ ዝድረፉ ዝነበሩ ባህላዊያን ደርፊታት ከምኡ’ውን ካብ መጽሓፍ ፈውሲ ናፍቖት ግጥሚ ‘ሰብ ተረኺቡ’ ብተስፉ ሓጎስ ፣ ሒዛ ቀሪባ ኣላ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now