Flowers are handed out to beach goers at Bondi Beach (AAP) Source: AAP / STEVE MARKHAM/APቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዚ፣ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ገምገም ባሕሪ ቦንዳይ ቢች ዝተፈጸመ ናይ ሽብር ወይ ራዕዲ መጥቃዕቲ ተኸቲሉ፣ ንሱ ዝመርሖ መንግስቲ ሓደ ሓድሽ ሃገራዊ መደብ መሊስካ ምግዛእ ብረት ከቕውም`ዩ ይብል። ዝሓለፈ ሰንበት ድማ ንግዳያት ናይ`ቲ ተዂሲ ንምዝካር ብሃገር ደረጃ ዕለተ ምስትንታን ተኻይዱ።
Published
By Allan Lee
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዚ፣ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ገምገም ባሕሪ ቦንዳይ ቢች ዝተፈጸመ ናይ ሽብር ወይ ራዕዲ መጥቃዕቲ ተኸቲሉ፣ ንሱ ዝመርሖ መንግስቲ ሓደ ሓድሽ ሃገራዊ መደብ መሊስካ ምግዛእ ብረት ከቕውም`ዩ ይብል። ዝሓለፈ ሰንበት ድማ ንግዳያት ናይ`ቲ ተዂሲ ንምዝካር ብሃገር ደረጃ ዕለተ ምስትንታን ተኻይዱ።
Listen to Australian and world news, and follow trending topics with SBS News Podcasts.