SKIP TO MAIN CONTENT

ምውራድ መራሒ'ታ ካሪብያናዊት ሃገር ዘኸተለ ፍኑው ናዕቢ ሀይቲ፡

HAITI CRISIS
ብ12 መጋቢት 2024 ኣብ ሀይቲ ፡ አዩ ፕሪንስ ፡ ተቓውሞ ኣብ ዝገብረሉ ዝነበረ እዋን ፡ ሰልፈኛታት ጐማታት ብሓዊ የንድዱ ነበሩ ። ማሕበረሰብ ካሪቢያንን ሓባራዊ ዕዳጋ (ካሪኮም) ብ11 መጋቢት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሀይቲ ኣርየል ሄንሪ ፡ መሰጋገሪ ፕረዚደንታዊ ቤት ምኽሪ ድሕሪ ምቛሙን ሓድሽ ንሓድሕዱ ዝጋጮ ቀዳማይ ሚኒስተር ድሕሪ ምሻሙን ፡ መንግስቱ ካብ ስልጣኑ ከም ዝለቅቕ ኣፍሊጡ እዩ ። ሄንሪ ንሰሙናት ኣብታ ሃገር ድሕሪ ዘጋጠመ ቅልውላውን ዓዋሉን ካብ ስልጣኑ ክወርድ ተገዲዱ ኣሎ ። EPA/Johnson Sabin Source: EFE / Johnson Sabin/EPA

ቀዳማይ ሚኒስተር ሀይቲ ፡ ኣርየል ሄንሪ ፡ መሰጋገሪ ፕረዚደንታዊ ባይቶ ምስ ተፈጥረ ፡ ካብ ስልጣኑ ከም ዝወርድ ኣፍሊጡ ። እዚ ዝመጸ ድሕሪ እቲ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ዝቐጸለ ብዕጡቓት ዓዋሉ ዝተፈጥረ ከቢድ ናዕቢን 360,000 ሰባት ድሕሪ ዘመዛበለን እዩ ፣ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም መግቢ ዓለም ድማ ሕጽረት መግቢ የጋጥሞም ከም ዘሎ ይገልጽ ።

Published

By Essam Al-Ghalib

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀዳማይ ሚኒስተር ሀይቲ ፡ ኣርየል ሄንሪ ፡ መሰጋገሪ ፕረዚደንታዊ ባይቶ ምስ ተፈጥረ ፡ ካብ ስልጣኑ ከም ዝወርድ ኣፍሊጡ ። እዚ ዝመጸ ድሕሪ እቲ ንልዕሊ ሓደ ሰሙን ዝቐጸለ ብዕጡቓት ዓዋሉ ዝተፈጥረ ከቢድ ናዕቢን 360,000 ሰባት ድሕሪ ዘመዛበለን እዩ ፣ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም መግቢ ዓለም ድማ ሕጽረት መግቢ የጋጥሞም ከም ዘሎ ይገልጽ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now