SKIP TO MAIN CONTENT

ፊንላንድ ኣብ ዓለም እታ ቀዳመይቲ ሕጉስቲ ሃገር ናይዚ ዓመት ኮይና።

Nordic countries topped the index of the world's happiest countries, with Finland leading for the fourth consecutive year. LEHTIKUVA / HEIKKI SAUKKOMAA - FINLAND OUT. NO THIRD PARTY SALES.
People enjoy hot summer day in a lake in Espoo, Finland on June 26, 2020. Source: Lehtikuva

ብመሰረት ጸብጻብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ፊንላንድ ንራብዓይ ተኸታታሊ ዓመት ኣብ ዓለም እታ ዝያዳ ሓጐስ ዘለዋ ሃገር ተባሂላ ተሰሪዓ ። ጸብጻብ ዓለምለኻዊ ሓጐስ ፡ ኣብቲ ጋለፕስ ዝገበሮ ሰለስተ ዓመት እተገብረ መጽናዕቲ ፡ ዜጋታት ክሳዕ ክንደይ ሕጉሳት ከም ዝዀኑ ዝገልጽ ጸብጻብ እተመርኰሰ እዩ ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብመሰረት ጸብጻብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ፊንላንድ ንራብዓይ ተኸታታሊ ዓመት ኣብ ዓለም እታ ዝያዳ ሓጐስ ዘለዋ ሃገር ተባሂላ ተሰሪዓ ። ጸብጻብ ዓለምለኻዊ ሓጐስ ፡ ኣብቲ ጋለፕስ ዝገበሮ ሰለስተ ዓመት እተገብረ መጽናዕቲ ፡ ዜጋታት ክሳዕ ክንደይ ሕጉሳት ከም ዝዀኑ ዝገልጽ ጸብጻብ እተመርኰሰ እዩ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now