ናይ ኲንስላንድ ሰነተር ፍረሰር ኣኒንግ ኣብ ሰኔት ዝገበሮ መደረ ካብ ብዙሕ ክፋል ሕብረተሰብ ኩነኔ ይወርዶ ኣሎ። ብፍላይ ብዛዕባ ስደተናታት ናይ መወዳእታ መፍትሒ ኢሉ ዝተዛረቦ ዘረባ ከቢድ ቁጠዓ ዝተሓወሶ ኩነኔ ተዋሂብዎ። እዚ ዝቕጽል ትሕዝቶ ብዛዕባዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣዛራቢ ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ ዘረባ ናይቲ ሰነተር ክርእይ እዩ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

