SKIP TO MAIN CONTENT

ዝኽሪ ሃጸይ ዮሃንስ ራብዓይ ኣብ ሓዲሽ ህንጻ ቤተ መንግስቶም

Hatsey Yohannes
Hatsey Yohannes's Palace Source: Million

ምስ ማህዳዊያን ክቃለሱ ኣብ መተማ ዝወደቑ ሃጸይ ዮሃንስ ራብዓይ፣ መበል 129 ዓመት ዝኽሮም፡ ብዝተፈላለዩ ኣገባባት ኣብ ከተማ መቐለ ክዝከር ቀኒዩ ኣሎ። ኣብቲ ንኽብሮም ዝተሃደሰ ቤተ መንግስቶም ተረኺቡ ልኡኽና ዘወሃሃዶ መደብ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል እዩ፡፣

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ምስ ማህዳዊያን ክቃለሱ ኣብ መተማ ዝወደቑ ሃጸይ ዮሃንስ ራብዓይ፣ መበል 129 ዓመት ዝኽሮም፡ ብዝተፈላለዩ ኣገባባት ኣብ ከተማ መቐለ ክዝከር ቀኒዩ ኣሎ። ኣብቲ ንኽብሮም ዝተሃደሰ ቤተ መንግስቶም ተረኺቡ ልኡኽና ዘወሃሃዶ መደብ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል እዩ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now