ን ሽልማት “ኦርደር ኦፍ ኣውስትራሊያ” ዝሽለም ሰብ ክትሓጽዩ ሓሲብኩም ትፈልጡ ዶ፧
Credit: Paul Miller/AAP IMAGE
ኣብ ማሕበረሰብኩም ፍሉይ ጽልዋ ዝገብር ሰብ ትፈልጡዶ? ካብ ዝተፈላለየ መበቈል ወይ ዓውዲ ጸብለል ዝበለ ስራሕ ዝሰርሀ ዝዀነ ይኹን ሰብ ክኸውን ይኽእል እዩ ። ንሽልማት Order of Australia. ክሽለሙ ስሞም ብምርቋሕ ዓወቶም ክትጽምብልዎ ትኽእሉ ኢኹም ። ተራ ኣባላት ማሕበረሰብና ንዝረኸብዎ ዘደንቕ ስራሓት ምጽምባል ኣገዳሲ እዩ ።
Share