Source: Haylay Ghebremariamሓይላይ ገብረማርያም፡ ኣብ ስደት ናብ ግብጺ ምስከደ'ዩ ክልቲኤን ኣዒንቱ ጠፊኤን፡ ኣብ ዓዱ ምስ ክልተ ኣዒንቱ እናጸሓፈን እናንበበን'ዩ ክሳብ ዲግሪ ናይ ዩኒቨርሲቲ ተማሂሩ ተመረቑ ናብ ስደት ኣምሪሑ። ኣብ ግብጺ ክልተ ኣዒንቱ ምስ ጠፍኣ ናብ ኣውስትራሊያ ኣብ 2012 ተሰዲዱ። ከም ዓይነ ስዉር ኮይኑ ምንባብን ምጽሓፍን ኪኢሉ ጥራይ ዘይኮነስ ንኣርባዕተ ዓመታት ብሕጊ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቪክቶርያ ተመሪቑ። ብድምጹ ታሪኹ ንምስማዕ ኣብዚ ተውቑ።
Published
Updated
By Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሓይላይ ገብረማርያም፡ ኣብ ስደት ናብ ግብጺ ምስከደ'ዩ ክልቲኤን ኣዒንቱ ጠፊኤን፡ ኣብ ዓዱ ምስ ክልተ ኣዒንቱ እናጸሓፈን እናንበበን'ዩ ክሳብ ዲግሪ ናይ ዩኒቨርሲቲ ተማሂሩ ተመረቑ ናብ ስደት ኣምሪሑ። ኣብ ግብጺ ክልተ ኣዒንቱ ምስ ጠፍኣ ናብ ኣውስትራሊያ ኣብ 2012 ተሰዲዱ። ከም ዓይነ ስዉር ኮይኑ ምንባብን ምጽሓፍን ኪኢሉ ጥራይ ዘይኮነስ ንኣርባዕተ ዓመታት ብሕጊ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቪክቶርያ ተመሪቑ። ብድምጹ ታሪኹ ንምስማዕ ኣብዚ ተውቑ።