Tuyến tiền liệt bị phình (trong hình phải) Source: SBSንእሽቶ ናይ ፕሮስቴት ካንሰር ዘለዎም ደቂ ተባዕትዮ ግቡእ ምክትታል ከምዘይግበረሎም መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ። እቶም መጥባሕቲ ወይ ኦፐራሽን ዘየድልዮም ሕማም ፕሮስቴት ካንሰር ዘለዎም ደቂ ተባዕትዮ፣ ብክሊኒኮም ናይ ደም ቅምሶ እናተወስደ ኣብ ፕሮግራም ናይ ቀጻሊ ምክትታል እዮም ዝጅምሩ። ንተወሳኺ ደገፍ ተባሂሎም ዝውሰዱ ቪታሚናትን ሚነራላትን ኣብ ጥዕና ሰባት ዉሑድ ጽልዋ እዩ ዘለዎም ኣብ ገሊኡውን ጠንቂ ሞት ክዛይድ ከምዝገብሩ ሓደ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ።
ንእሽቶ ናይ ፕሮስቴት ካንሰር ዘለዎም ደቂ ተባዕትዮ ግቡእ ምክትታል ከምዘይግበረሎም መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ። እቶም መጥባሕቲ ወይ ኦፐራሽን ዘየድልዮም ሕማም ፕሮስቴት ካንሰር ዘለዎም ደቂ ተባዕትዮ፣ ብክሊኒኮም ናይ ደም ቅምሶ እናተወስደ ኣብ ፕሮግራም ናይ ቀጻሊ ምክትታል እዮም ዝጅምሩ። ንተወሳኺ ደገፍ ተባሂሎም ዝውሰዱ ቪታሚናትን ሚነራላትን ኣብ ጥዕና ሰባት ዉሑድ ጽልዋ እዩ ዘለዎም ኣብ ገሊኡውን ጠንቂ ሞት ክዛይድ ከምዝገብሩ ሓደ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ።