ቴክኖሎጂ ብሉቱዝ፡ እግሩ ዝለመሰ ሰብ ደው ክብል ክኸይድን ዓቐብ ክድይብን ኣኽኢሉ።

ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነብሩ ተመራመርቲ ስነ-ኣእምሮን ሓካይም መጥባሕትን ፡ ሓደጋ ብሽክለታ ኣጋጢምዎ ዝነበረ ሰብኣይ ፡ ድሕሪ ዘካየድዎ ፈተነ ፡ እንደገና ብእግሩ ክኸይድ ኣኽኢሎሞ ። ኣብ መንጎ እቲ እተጎድአ ዓንዲ ሕቘን ሓንጎልን ዘሎ ዝተበአትከ ናይ ርክብ መትኒ ፡ ልክዕ ከምቲ ናይ እዝኒ መስምዒ - ብሉቱትዝ ዝበሃል ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒ ንጥቀመሉ ብ ገመድ ኣልቦ ዝዀነ ቴክኖሎጂ ንምርኻብ ኣኽኢሎሞ ኣለዉ ።
Share