ድኻም ልቢ እንታይ እዩ? እቶም ቀንዲ ምልክታትንከ እንታይ እዮም ?

ድኻም ልቢ እንታይ እዩ: ገለ ካብቶም ንኽትፈልጦም ዝሕግዙ ቀንዲ ምልክታትንከ እንታይ እዮም ? ኣብዚ እዋን ልዕሊ 500,000 ኣውስትራሊያዊያን ድኻም ልቢ ኣለዎም ፡ ብዙሓት ድማ ገና ዘይተመርመሩ ክኾኑ ይኽእሉ ። ኣብ ዙርያ እቲ ኩነታት ኣፍልጦ ንምዕባይ ዝዓለመ ሓዱሽ ናይ ኣውስትራሊያ ቀዳማይ መምርሒ ይጅመር ኣሎ ።
Share
SBS World News