Children at modern school facility Source: Digital Visionጠቕሚ ናይ ብዝሓ ቋንቋ ትምህርቲ ብዝግባእ ተጸኒዑ እዩ። እንተኽዕነ ባህላዊ መንነት ንምዕቃብ ኣብ ወጻኢ ንዝውለዱ ቆልዑ ነዚ ክርዕምዎ ግና ኣብቲ ናይቲ ቆልዓ ድሌት ዝምርኮስ ምዃኑ’ውን እቶም መጽናዕቲታት የረጋግጹ።
ጠቕሚ ናይ ብዝሓ ቋንቋ ትምህርቲ ብዝግባእ ተጸኒዑ እዩ። እንተኽዕነ ባህላዊ መንነት ንምዕቃብ ኣብ ወጻኢ ንዝውለዱ ቆልዑ ነዚ ክርዕምዎ ግና ኣብቲ ናይቲ ቆልዓ ድሌት ዝምርኮስ ምዃኑ’ውን እቶም መጽናዕቲታት የረጋግጹ።