Source: Thomas Barwickበዓላት ወይ ዕረፍቲ ቤት ትምህርታት ክረምቲ ምስ ተወድኡ ናብ ስሩዕ ህይወት ቤት ትምህርቲ ምምላስ ንህጻናት ዘሐጉሶም ወይ ዘፍርሖም ግዜ ክኸውን ይኽእል’ዩ። ደቅኹም ናብ ሓድሽ ዓመተ ትምህርቲ ብጽፉፍ መታን ክሰግሩ ንወለዲ ዝኾኑ ገለ ምኽርታት ኣብ’ዚ ተዋሂቦም ኣለው።
በዓላት ወይ ዕረፍቲ ቤት ትምህርታት ክረምቲ ምስ ተወድኡ ናብ ስሩዕ ህይወት ቤት ትምህርቲ ምምላስ ንህጻናት ዘሐጉሶም ወይ ዘፍርሖም ግዜ ክኸውን ይኽእል’ዩ። ደቅኹም ናብ ሓድሽ ዓመተ ትምህርቲ ብጽፉፍ መታን ክሰግሩ ንወለዲ ዝኾኑ ገለ ምኽርታት ኣብ’ዚ ተዋሂቦም ኣለው።