SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ጸብጻባት ካብ ኢትዮጵያ (28 ጥቅምቲ 2017)

SBS Tigrinya report
SBS Tigrinya report Source: SBS Tigrinya

አብ አምቦ ዝተላዕለ ናዕቢ ህይወት 10 ሰባት ቐዚፉ አካል 15 ሰባት ጎዲኡ፡፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሕቶ ምውራድ ካብ መዝነት አቶ በረከት ስምኦን ተቐቢሉ ንተመሳሳሊ ሕቶ አባ ዱላ ገመዳ አፅኒሑዎ፡፡ ሰማያዊ ውድብ ህዝባዊ አኼባን ሰልፊን ፀዊዑ፡፡ ሕብረት አፍሪካ ዘመናዊ ማእከል ሕክምና አብ አዲስ አበባ ከፊቱ፡፡ ናይ ሓደ ዓመት ፈተነ መስመር ባቡር ኢትዮ ጁቡቲ ተዛዚሙ ናብ ስሩዕ ስራሕ ከም ዝኣቱ ተገሊፁ፡፡

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

አብ አምቦ ዝተላዕለ ናዕቢ ህይወት 10 ሰባት ቐዚፉ አካል 15 ሰባት ጎዲኡ፡፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሕቶ ምውራድ ካብ መዝነት አቶ በረከት ስምኦን ተቐቢሉ ንተመሳሳሊ ሕቶ አባ ዱላ ገመዳ አፅኒሑዎ፡፡ ሰማያዊ ውድብ ህዝባዊ አኼባን ሰልፊን ፀዊዑ፡፡ ሕብረት አፍሪካ ዘመናዊ ማእከል ሕክምና አብ አዲስ አበባ ከፊቱ፡፡ ናይ ሓደ ዓመት ፈተነ መስመር ባቡር ኢትዮ ጁቡቲ ተዛዚሙ ናብ ስሩዕ ስራሕ ከም ዝኣቱ ተገሊፁ፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now